ጓል 11 ዓመት ስናያ ሃላክ፡ ተቓወምቲ ኣብ ዝተቖፃፀርዋ ኣብ ሰሜናዊ ሶርያ ትርከብ ኣትራብ ትበሃል ከባቢ ትነብር። ምድራፋ፡ ንሃገራ ኣብ ምዕናው ንዝርከብ
ኲናት የረስዓ።