እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብዛዕባ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝዝቲ ኣኼባ ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ተቛሪጹ
ብዛዕባ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝዝቲ ኣኼባ ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ተቛሪጹ
ኣብ ሊቸንስታይን፡ ፖለቲከኛታት ብዛዕባ ውሕስነት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ክትዕ የካይዱ ኣብ ዝነበርሉ ኣጋጣሚ፡ እቲ መአከቢ ኣዳራሽ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ስለዘጋጠሞ እቲ ኣኼባ ተቛሪጹ።