ኣብ ግሪክ ዘጋጠመ ባርዕ 'መጽሓፍ ቅዱሳዊ መቕዘፍቲ’ዩ ዝመስል'

ኣብ ግሪክ ዘጋጠመ ባርዕ 'መጽሓፍ ቅዱሳዊ መቕዘፍቲ’ዩ ዝመስል'

ግሪክ፡ ኣብ ደሴታት ሮደስ ሻውዓይ መዓልቱ ንዝሓዘ ባርዕ በረኻ ንምቍጽጻር ክትቃለስ ቀንያ። ኣብቲ ከባቢ ዑደት ዝገብሩ ዝነበሩ ኣማኢት በጻሕቲ ዓዲ ድማ ነናብ ሃገሮም ክምለሱ በረራ ይጽበዩ ኣለዉ።