35 ሽሕ ዘገልገለ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ዝሰርሐ ኢንዶኔዥያዊ

35 ሽሕ ዘገልገለ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ዝሰርሐ ኢንዶኔዥያዊ

ኢንዶኔዥያ ካብ ዓለም ኣዝዮም ዝተበከሉ ሩባታት ዝሓዘት ሃገር’ያ። ኣብታ ሃገር ተሓላቒ ከባቢያዊ ኣየር ጋሪ ግን ነቲ ጸገም ንምቅላል ሓደ ምንቅስቓስ ጀሚሩ፤ 35 ሽሕ ፕላስቲክ ተጠቒሙ ገዛኡ ሰሪሑ።