እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሰብ ገዛ ናብ ጎደና ሓደራት ዝቐየረ መጥቃዕቲ እስራኤል
ሰብ ገዛ ናብ ጎደና ሓደራት ዝቐየረ መጥቃዕቲ እስራኤል
ቢቢሲ ንክልተ ቓዛውያን ረኺቡ ህይወቶም እንታይ ከምዝመስል ብቪድዮ ዝተደገፈ ምስሊ ረኺቡ’ሎ። እዞም ክልተ መናእሰይ ቅድሚ እቲ ኵናት ምቹእ ህይወት ይነብሩ ከምዝነበሩ ብምግላጽ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ፎቖድኡ መውዓሊ ሃጻናትን ጎደናታትን ይንከራተቱ ከምዘለዉ ሓቢሮም።