'ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ - ካብ ተዀርሚኻ!' ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ቀታሊ ጕዕዞ

'ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ - ካብ ተዀርሚኻ!' ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ቀታሊ ጕዕዞ

ሰኔጋላዊ መሓመድ ንኣስገርቲ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዶላር ከፊሉ ናብ ኣውሮጳ ክሰግር'ኳ እንተፈተነ ኣብ መወዳእታ ኣይቀንዖን። ንሱ ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ ዝብል ውሳነ ስለዘለዎ መዓልቲ ሓልዩ ናብቲ ቀታሊ ዝዀነ ባሕሪ ክምለስ እዩ።