እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሱዳን፡ 'ብኣስገርቲ ካብ ምውጻእ ካልእ ኣማራጺ ኣይነበረናን'
ሱዳን፡ 'ብኣስገርቲ ካብ ምውጻእ ካልእ ኣማራጺ ኣይነበረናን'
ብሰንኪ እቲ ዓስራይ ወርሑ ዝሓዘ ኵናት ሓድሕድ ሱዳን፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ንኣስገርቲ ከፊሎም ናብ ግብጺ ንምእታው ህልኽካ ዘውድእ ጉዕዞ ይገብሩ።
ኣብ መገዲ ድማ ብዙሕ ስቓይ ሓሊፎም ናብ ግብጺ ዝኣትዉ ኣለዉ። ገሊኦም ድማ ኣብ መገዲ ግዳይ ሞት ይዀኑ።