ኣብ ትሕቲ ማያት ኢንዶኖዠያ ካብ መርበብ ዝተለቐቑ ዓበይቲ ዓሳ

ኣብ ትሕቲ ማያት ኢንዶኖዠያ ካብ መርበብ ዝተለቐቑ ዓበይቲ ዓሳ

ኣብ ማያት ኢንዶኖዥያ ብመርበብ ተጠሊፎም ዝነበሩ ሓሙሽተ ዓበይቲ ዓሳ ብሓምበስቲ ተለቂቖም።