እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሽልማት ሲሳይ፡ ኢትዮጵያዊት ነፍሰ-ጾር ኣሰልጣኒት ቴኳንዶን ኤሮቢክስን
ሽልማት ሲሳይ፡ ኢትዮጵያዊት ነፍሰ-ጾር ኣሰልጣኒት ቴኳንዶን ኤሮቢክስን
ኢትዮጵያዊት ነፍሰ-ጾር ኣሰልጣኒት ቴኳንዶን ኤሮቢክስን ሽልማት ሲሳይ ንሰለስተ ደቃ ክሳብ መወዳእታ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ደው ከየበለት ከምዝወለደቶም ትዛረብ።