እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንመወዳእታ ግዜ ኣብ ዙር ርዋንዳ ዝወዳደር ዘሎ ተቐዳዳማይ ብሽክሌታ ጽጋቡ ግርማይ
ንመወዳእታ ግዜ ኣብ ዙር ርዋንዳ ዝወዳደር ዘሎ ተቐዳዳማይ ብሽክሌታ ጽጋቡ ግርማይ
ኣባል ጋንታ ዩሲኣይን ኣብ ቱር ዲፍራንስ ሰለስተ ግዜ ዝተወዳደረን ጽጋቡ ግርማይን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንዙር ርዋንዳ 2024 ከመይ ተዳልዮም ኣለዉ?