እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንኣሰልጣኒ ማንቸስተር ሲቲ ብምምሳሉ ዝናኡ ዝበረኸ ጭራዋጣ
ንኣሰልጣኒ ማንቸስተር ሲቲ ብምምሳሉ ዝናኡ ዝበረኸ ጭራዋጣ
ኣብ ትግራይ ወረዳ ኣሕፈሮም ተወሊዱ ከምዝዓበየ ዝገልጽ ተጻዋቲ ጭራዋጣ ስነ ጥበባዊ ተኽሊት ተስፋይ "ወዲ ሃገረሰብ ስለዝኾንኩ'የ ጭራዋጣ ለሚደ" ይብል። ድሓር ኣብ ጭንቂ እዋን ግን መናበሪቱ ከምዝኾነት ንቢቢሲ ተዛሪቡ።