እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብሰንኪ ምጥያሽ ሓዳሽ ከተማ ዝሻቐሉ ዘለዉ መበቆላውያን ነበርቲ
ብሰንኪ ምጥያሽ ሓዳሽ ከተማ ዝሻቐሉ ዘለዉ መበቆላውያን ነበርቲ
ርእሰ ከተማ ኢንዶኖዥያ ጃከርታ ብሰንኪ ወሰኽ ጽፍሒ ባሕሪ ጃቫ፡ ዓመታዊ 20 ሴ.ሜ ትጥሕል ስለዘላ ማእኸል ፖለቲካ እታ ሃገር ኣብ ካልእ ቦታ ከም ብሓድሽ ክትጣየሽ እያ። እንተኾነ ግን ኣብ ልዕሊ ተፈጥሮ እቲ ኣከባቢ ሳዕቤናት ከይህልዎ ሻቕሎት ፈጢሩ። ብፍላይ ኣብቲ ከባቢ ዝቕመጡ መበቆላውያን ህዝቢ ሕጽረት ዝሕረስ መርየት ከየጋጥሞም ሰጊኦም ኣለዉ።