"ወለደይ ከምዝኸማይ ክሕጎሱ'ዩ ትምኒተይ" ኣትሌት ጎይተቶም

"ወለደይ ከምዝኸማይ ክሕጎሱ'ዩ ትምኒተይ" ኣትሌት ጎይተቶም

ጎይተቶም ገብረስላሰን ኬንያዊት ኮሪርን ንነዊሕ ኪሎሜትራት በይነን ተፈልየን ነቲ ውድድር ብምቕላስ ቀዳመይትን ካልአይትን ኮይነን ውድድረን ዛዚመን።