ሶማልያ ኣብ ድርኩኺት ጥምየት ከምዘላ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ሶማልያ ኣብ ድርኩኺት ጥምየት ከምዘላ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ኣብ ሶማልያ ብሰንኪ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ወቕትታት ዘጋጠመ ድርቂ፡ ፍርቂ ህዝቢ እታ ሃገር ሓደጋ ጥምየት ኣንጸላልይዎ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።