ኣንበጣ ክቡር መግቢ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?

ኣንበጣ ክቡር መግቢ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?

ኣንበጣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኤስያን ኣመሪካን ክቡር መግቢ ከምዝኾነ’ዩ ዝግለጽ። ሎሚ ሎሚ ድማ ኣብ ኤውሮጳ’ውን እንዳተለመደ ይመጽእ’ሎ።