እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ምስ'ቲ ዘይተወልደ ህጻን ክመዉት'የ ኢለ ተስፋ ቆሪጸ ነይረ"
"ምስ'ቲ ዘይተወልደ ህጻን ክመዉት'የ ኢለ ተስፋ ቆሪጸ ነይረ"
ኣብ 2002 [ኣቆጻጽራ ፈረንጂ] ህይወት ልዕሊ 1800 ሰባት ዝቐዘፈ ምጥሓል ጃልባ ኣጋጢሙ ነይሩ። እቲ ሓደጋ ልዕሊ እቲ ናይ ታይታኒክ'ኳ እንተነበረ ብዙሕ ዘይተዘረበሉ ክስተት'ዩ ነይሩ።