'ፍሽኽታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ፈጺመ ኣይክርስዖን'የ' ካሚላ

'ፍሽኽታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ፈጺመ ኣይክርስዖን'የ' ካሚላ

እቶም ሰማያዊ ኣዒንቲ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ንፍሽኽታኣ ኣመና የድምቕዎ ከምዝነበሩ ዝገለጸት ካሚላ፡ ፍሽኽታ ናይታ ንግስቲ ፈጺማ ከምዘይትርስዖ ተዛሪባ።