እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጥንታዊ ሓድጊታት ኣኽሱም ኣብ ሓደጋ
ጥንታዊ ሓድጊታት ኣኽሱም ኣብ ሓደጋ
ብፍላይ ኣብ ከርሰ ምድሪ ኣደባባይ ሓወልቲ ኣኽሱም ዝፍልፍል ዘሎ ማይ፡ ከቢድ ሓደጋ ከየስዕብ ተሰጊኡ ኣሎ። ጽገና ሓወልቲ ኣኽሱም ድማ ብጠንቂ ኮሮና ደው ምስበለ ዛጊድ ቈላሕታ ኣይረኸበን።