ብወተሃደራት እስራኤል ጥራይ ነብሶም ክንብርከኹ ዝተገደዱ ፍልስጤማውያን

ብወተሃደራት እስራኤል ጥራይ ነብሶም ክንብርከኹ ዝተገደዱ ፍልስጤማውያን

ኣብ ሰሜናዊ ቓዛ ብዙሓት ፍልስጤማውያን ሰብኡት ክዳን ውሽጢ ጥራይ ተኸዲኖም ኣብ ጎደናታት ተንበርኪኾም ብወተሃደራት እስራኤል እናተሓለዉ ዘርኢ ቪድዮ ወጺኡ። ዲፕሎማሰኛታት ፍልስጤም ነቲ ፍጻመ “ኣረሜናዊ” ኢሎምዎ።