እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
የቭገኒ ፕሪጎዢን ኣብታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ከምዝነበረ ሩስያ ኣፍሊጣ
የቭገኒ ፕሪጎዢን ኣብታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ከምዝነበረ ሩስያ ኣፍሊጣ
ሰበ ስልጣን ሩስያ፡ ሓላፊ ዕሱብ ጉጅለ ቫግነር የቭገኒ ፕሪጎዢን ኣብታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ተሳፊሩ ከምዝነበረ ገሊጾም።