ብኣስገርቲ ዝጭወዩ ዘለዉ ኣፍጋናውያን ስደተኛታት

ብኣስገርቲ ዝጭወዩ ዘለዉ ኣፍጋናውያን ስደተኛታት

ብዙሓት ኣፍጋናውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ቱርክን ኢራንን ብደላሎ ከምዝጭወዩን እንዳተቐጥቀጡ ካብ ስድራኦም ገንዘብ ከሐውሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዘረጋገጾ ምርመራ የመላኽት።