ዓወት ኣማን: ቻምፕዮን ኤርትራ 2023

ዓወት ኣማን: ቻምፕዮን ኤርትራ 2023

ዓወት ኣማን ኣብታ ንምኩር ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ገብረማርያም፣ ኢትዮጵያዊ ኪያ ሮጌራ፣ ኣልጀርያዊ ኣዩብ ፈርኮስን ርዋንዳዊ ጃንቨር ሽያክ ዝሓቆፈት ናይ ዩሲኣይ ጋንታ ብምዃን'ዩ ክወዳደር።