እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"እንተዘይሞይተ ካብዚኣ ኣይወጽእን"
"እንተዘይሞይተ ካብዚኣ ኣይወጽእን"
እስራኤላዊ ኒሲም ኣብ ጥቓ ሓደ ባሕሪ ናይ ባዕሉ በዓቲ ሰሪሑ ዝነብር ኮይኑ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ 'ምእንተ ዕቀባ ተፈጥሮ' ብዝብል ምኽንያት ካብቲ ቦታ ክለቅቕ ኣዚዞሞ። ንሱ ግን "ምስ ሞትኩ እምበር ካብዚኣ ኣይክወጽእን" ኢልዎም።