ብ'ሃካ' ዝተሰናኸለ ባይቶ ኒውዚላንድ

ብ'ሃካ' ዝተሰናኸለ ባይቶ ኒውዚላንድ

ኣብ ኒውዚላንድ ምስ ህዝቢ ማኦሪ ዝተገበረ ኣካታዒ ስምምዕ ዳግማይ ንምትርጓም ዝቐረበ ሕጊ ብ'ሃካ' ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ተሰናኺሉ ተሪፉ።