እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቻይና ኣብ ግጭት እስራኤልን ሓማስን ዓራቒት ዶ ተበላጺት?
ቻይና ኣብ ግጭት እስራኤልን ሓማስን ዓራቒት ዶ ተበላጺት?
መንግስቲ ቻይና ምስ ኵሎም ተዋሳእቲ እቲ ግጭት ብተዛማዲ ሚዛናዊ ዝምድና ስለ ዘለዎ፡ ሰበስልጣን እታ ሃገር 'ከም ቅኑዓት ሸምገልቲ ክውሰዱ ይኽእሉ’ዮም ክትብል ኣብ ትሕቲ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ኮሌጅ ኲናት ፖሊሲ ወጻኢ ቻይና እተጽንዕ ሓጋዚት ፕሮፌሰር ዳውን ማርፊ ትዛረብ።