ብዛዕባ እስራኤል-ሓማስ እንታይ ትፈልጡ?

ብዛዕባ እስራኤል-ሓማስ እንታይ ትፈልጡ?

ሓማስ ነቲ እስላማዊ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ዝገልጽ ዓረብኛ ኣሕጽሮተ-ቃል’ዩ። እዚ ምንቅስቓስ፡ ድሕሪ'ቲ ኣብ 1988 ኣንጻር እታ ንምዕራባዊ ገማግም ባሕርን ወሽመጥ ቓዛን ዝተቘጻጸረት እስራኤል ዝተለዓለ ናዕቢ (ኢንቲፋዳ ፍልስጤም) ዝተጀመረ ኰይኑ፡ ብመሰረት ቅዋሙ ድማ ተወፋይነቱ ንእስራኤል ምጥፋእ’ዩ።