እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሰሜን ኮርያ ኣብ 2023 እንታይ ሒዛ ክትመጽእ ትኽእል?
ሰሜን ኮርያ ኣብ 2023 እንታይ ሒዛ ክትመጽእ ትኽእል?
ሰሜን ኮርያ ኣብቲ ዝሓለፈ ዓመተ 2022 ቅድሚኡ ካብ ዓመታት ዝበዝሑ ሚሳይላት ክትውንጭፍ እንከላ፡ መራሒ እታ ሃገር ኪም ዩንግ ኡን ንፈለማ ግዜ ሃገሩ ወናኒት ኒኩሌር ከምዝኾነት ብዕሊ ዝኣወጀሉ ዓመት እዩ ነይሩ። ሰሜን ኮርያ ኣብዚ ሕጂ ቢሕናዮ ዘለና ዓመተ 2023 'እንታይ ክትፈጥር ትኽእል?' ናይ ብዙሓት ፖለቲከኛታት ሕቶ’ዩ።