ብሰንኪ ኮሮና ተጨምዲዱ ንዝነበረ ገጽ ናይ ፍሽኽታ ኣስተምህሮ ይወሃቦ’ሎ

ብሰንኪ ኮሮና ተጨምዲዱ ንዝነበረ ገጽ ናይ ፍሽኽታ ኣስተምህሮ ይወሃቦ’ሎ

ኣብ ዓለም ብሰንኪ ተኸሲቱ ዝነበረ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ፍሽኽታ ጠፊኡ ሰባት ብማስክ ተሸፊኖም ክጉዓዙ ተገዲዶም ነይሮም። እቲ ናይ ኣስገዳድ ማስክ ምስተልዓለ ግን ፍሽኽታ ዝናፈቑ ጃፓናውያን ብኸመይ ፍሽኽ ክብሉ ከምዘለዎም ትምህርቲ ይወስዱ ኣለዉ።