ምኽታም ስምምዕ ሰላም ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ 2022
"ክልቲኦም ወገናት፡ ንምቁራጽ ተጻብኦን ውዱብ፡ ምዕሩይ፡ ጥጡሕን ዝተዋሃሃደን ምፍታሕ ዕጥቂ፡ ልዕልና ሕግን ስርዓትን፡ ዳግመ ምጅማር ኣገልግሎታት፡ ንሰብኣዊ ቀረባት ዘይዓናፍቕ ተበጻሕነት፡ ሲቪላወያን ብፍላይ ከኣ ደቂኣንስትዮ ህጻናትን ካልኦት ተነቀፍቲ ጉጅለታትን ንምሕላው ካብቲ ዝተሰማምዑሉ ዛዕባታታት እዩ።"