ህይወት ቓዛውያን እንታይ ይመስል?

ህይወት ቓዛውያን እንታይ ይመስል?

እታ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳም ጀሚራ ትኹረት ዓለም ዝስሓበት ቓዛ ኣስታት ክልተ ሚልዮን ነበርቲ ዘለውዋ ኮይኖም፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዘሕልፍዎ ዘለዉ ህይወት ጸልማት'ዩ ምባል ይከኣል።