ብርቂ ሓይሊ ቀልቀል

ብርቂ ሓይሊ ቀልቀል

ኣባይትና ካብ ምድልዳል ጀሚርካ ክሳብ ምድዃዕ ሓመድ፡ ቀልቀልና ንናይ ዐለምና ዓበይቲ ሽግራት መፍትሒ ኪከውን ይኸእል እዩ እንተበልናኩምከ? ብሓቂ ዶ ኵስሒ ንፕላኔትና ከድሕና ይኽእልዩ?