'እምበር'ዶ ኸ ኣዕጽምቲ ኣለዋ'ዩ?' ዘበለት ውላድ ሰርከስ ትግራይ

'እምበር'ዶ ኸ ኣዕጽምቲ ኣለዋ'ዩ?' ዘበለት ውላድ ሰርከስ ትግራይ

ሰርከስ ንዓይ ዓለመይ፡ ህይወተይ እዩ” ብምባል እያ ትገልፆ። ህይወተይ ኢላ ካብ ትገልፆን ትነብሮን ዘላ ሕልሚ ቍልዕነታ ዝረኸበቶ ዓብይ ከስቢ፡ “ንኻልኦት ኣብነት ምዃነይ’ዩ” ትብል፡ እዛ ኣብ ትግራይ ተወሊዳ ዝዓበየት፡ ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም ብሰርከስ ዝደመቐት ሰናይት ኣሰፋ።