እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ድሕሪ ሞት የቭገኒ ፕሪጎዢን ጸጥታዊ ስግኣት ዝሓደራ ማሊ
ድሕሪ ሞት የቭገኒ ፕሪጎዢን ጸጥታዊ ስግኣት ዝሓደራ ማሊ
ጋዜጠኛ ቢቢሲ ዓረብ ዝኾነ ፈራስ ኪላኒ፡ ድሕሪ እቲ ኣዝዩ ሓደገኛ ጕዕዞ ናብ ሰሜናዊ ማሊ ዝኣተወ ፈላማይ ጋዜጠኛ’ዩ። ኣብቲ ከባቢ ተዋፊሮም ዝነበሩ ወተሃደራት ፈረንሳ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣቢሎም ምውጽኦምን መራሒ ተዋጋእቲ ቫግነር ዝዀነ የቭገኒ ፕሪጎዢን ምማቱን ስዒቡ ኵነታት ጸጥታ ማሊ ኣብ ሓደጋ ከምዝኣተወ ብኣካል ተረኺቡ ተዓዚቡ።