ብማንዛ ዝግበር ጸወታ ካብ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከድሕን ይኽእል’ዶ?

ብማንዛ ዝግበር ጸወታ ካብ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከድሕን ይኽእል’ዶ?

ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከጋጥም እንከሎ ሰባት ብዙሕ ግዜ ግጉይ ተግባራት’ዮም ዝፍጽሙ። እንከይተፈለጠና ክንጎዪ ወይ ከዓ ሰንቢድና ዕንይንይ ክንብል ንኽእል ኢና። ኣብ ፖርቹጋል ዝርከብ ሓደ ዩኒቨርስቲ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከጋጥም እንከሎ ሰባት ብኸመይ ክድሕኑ ከምዝኽእሉ ዝምህር ናይ ማንዛ ጸወታ ምሂዙ’ሎ።