እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ስለምንታይ'ዩ ኣንጻር ወጻእተኛታት ጽልኢ ዝስዕርር ዘሎ?
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ስለምንታይ'ዩ ኣንጻር ወጻእተኛታት ጽልኢ ዝስዕርር ዘሎ?
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ወጻእተኛታት ካብታ ሃገር ክወጽኡ ከምዘለዎም ዝጕስጉስ ወፍሪ ዱዱላ ዝተሰመየ ምንቅስቓስ፡ ሽሙ እናጐልሐ ይመጽእ ከምዘሎ ይግለጽ። እቲ ምንቅስቓስ ኣንጻር ወጻእተኛታት ጽልኢ ዘሕደሩ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ዘተኣኻኸበ ውዳበ ከምዝዀነ ተፈሊጡ።