"ጉልባብ ብዝግባእ ኣይገበርክንን" ዘስዓቦ ተቓውሞ ደቂ ኣንስትዮ ኢራን

"ጉልባብ ብዝግባእ ኣይገበርክንን" ዘስዓቦ ተቓውሞ ደቂ ኣንስትዮ ኢራን

ኢራናዊት ማሻ ኣማኒ ጓል 22 ዓመት ኮይና ጉልባብኪ ብዝግባእ ኣይገበርክን ተባሂላ ብፖሊስ ምስተቐየደት ቅሩብ ጸኒሓ ሞይታ። እዚ ዝሰምዓ ደቂ ኣንስትዮ ኢራን ተቖጢዔን ጉልባብ ርእሰን ብሓዊ የቃጽልኦ ኣለዋ።