እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ግዱድ ጾታዊ ርክባት ክሰርሓ ዝግደዳ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ
ግዱድ ጾታዊ ርክባት ክሰርሓ ዝግደዳ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ
ክልተ ዜጋታት ኡዝበኪስታናውያን “ናብ ዱባይ ወሲድና ክነስርሓክን ኢና” ብዝብል ተታሊለን ናብ ህንዲ ተወሲደን ካብ ድልየተን ወጻኢ ስራሕ ፋይቶት ክሰርሓ ከምዝተገደዳ ንቢቢሲ ህንዲ ኣብ ዝሃቦ ቃል ተዛሪበን።