እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሰብሰርሖ ብልሒ፡ ንዕድላት ስራሕ ኣፍሪቃውያን ስግኣት ድዩ?
ሰብሰርሖ ብልሒ፡ ንዕድላት ስራሕ ኣፍሪቃውያን ስግኣት ድዩ?
ሰብሰርሖ ብልሒ ('ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ - ኤኣይ') ክብሃል ከሎ ንገለ ሰባት ምናልባት ሓደ መዓልቲ ማሽናት ንስርሖም መንጢሎም ነዛ ዓለም ክቆጻጸርዎ ዝመስል ዘፍርሕ ጉዳይ ክኸውን ይኽእል። እዚ ግን ክሳብ ክንደይ ሓቂ እዩ? ኣብ ኣፍሪቃኸ ምጥቃም 'ኤኣይ' ነቲ ማእለያ ዘይብሉ ጸገማታ ኣብ ምፍታሕ ከምኡ’ውን ንመንእሰይ እታ ኣህጉር ኣብ ምብቃዕ ዝህቦ ረብሓታት ይህሉ'ዶ ይኸውን? ቢቢሲ ዝረኸቦ ርእይቶ ኣብዚ ጸብጻብ እንሆ።