እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ባይቶ ብፈሳሲ ሕብሪ ዝተገጨበ ሓላፊ ኮሚሽን መረጻ ጆርጅያ
ኣብ ባይቶ ብፈሳሲ ሕብሪ ዝተገጨበ ሓላፊ ኮሚሽን መረጻ ጆርጅያ
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ጆርጅያ ሓላፊ ኮሙሽን መረጻ እታ ሃገር ብፈሳሲ ሕብሪ ተገጪቡ። እቲ ገጫቢ ላዕለዋይ ኣመራርሓ እቲ ዝተስዓረ ተቓዋሚ ውድብ ፖለቲካ እዩ።