እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ሓዳር ኣብ ምምስራት ከቢድ ማሕለኻ የጓንፍ ኣሎ' - ሃይማኖት ወልደስላሰ
'ሓዳር ኣብ ምምስራት ከቢድ ማሕለኻ የጓንፍ ኣሎ' - ሃይማኖት ወልደስላሰ
ጓል 5 ዓመት ምስ ኰነት ትሕቲ ሽምጣ ከም ዝለመሰት እትገልጽ ጉድእቲ ኣካል መምህር ሃይማኖት፡ ሓዳር ኣብ ምምስራት ከቢድ ማሕለኻ የጓንፍ ኣሎ ትብል።