እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ስደት ንስደት ዝስዓረት ሰላማዊት ክፍሎም
ኣብ ስደት ንስደት ዝስዓረት ሰላማዊት ክፍሎም
ሰላም፡ ኣደ ቈልዑ ኰይና ኣብ ምዕባይ ቈልዑን ጥራይ ከይተደረተት፡ ብፍላይ ኣብቲ በዓል ቤታ ገይሹሉ ዝነበረ ዓመታት፡ ንበይና፣ ነቲ ብውሽጢ ዝደፍኣ ዝነበረ ስምዒታት ብምዕማቝ እያ ኣብዚ ደረጃ በጺሓ ዘላ።
እቲ ንሳ ዝሓለፈቶ መገዲ፡ ንኻልኦት ኣርኣያን ኣብነትን ክኸውን ከም ዝኽእል ብምእማን፡ ቢቢሲ ኣብ ትካላ ከይዱ ረኺቡ ኣዕሊሉዋ'ሎ።