እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ልዕሊ 1.4 ቢልዮን መናእሰይ እዝኖም ክጻንዖም ከምዝኽእል መጽናዕቲ ኣመላኺቱ
ልዕሊ 1.4 ቢልዮን መናእሰይ እዝኖም ክጻንዖም ከምዝኽእል መጽናዕቲ ኣመላኺቱ
ኣብቲ ዝሓለፈ ዓመተ 2022 ምስ ጥዕና እዝኒ ተዛሚዱ ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ ልዕሊ 1.4 ቢልዮን ኣብ ንእስነት ዕድመ ዝርከቡ ሰባት እዝኖም ንብዙሕ ኣድለይቲ ዝኾኑ ድምጽታት ዝተቓልዐ ስለዝኾነ እዝኖም ክጻንዖም ከምዝኽእል ኣመላኺቱ።