እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብ ዋዕላ ሩስያ ኣፍሪቃ እንታይ ትጽቢት ይግበር?
ካብ ዋዕላ ሩስያ ኣፍሪቃ እንታይ ትጽቢት ይግበር?
ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ይሳተፍሉ ከምዘለዉ ዝእመነሉ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ይካየድ ኣሎ። ካብቲ ዋዕላ እንታይ ትጽቢት ከምዝግበር ጋዜጠኛ ቢቢሲ ቤቨርሊን ፕሪያልን ዝሃብዎ ትንታነ ይስዕብ።