"ድራማ እንዳ ገሬ እሙን ዛንታ ወለደይ'ዩ" ተዋሳኢት ኣምለሰት ኣረጋዊ

"ድራማ እንዳ ገሬ እሙን ዛንታ ወለደይ'ዩ" ተዋሳኢት ኣምለሰት ኣረጋዊ

ኣብ ተኸታታሊ ድራማ ገሬ እሙን "ትዕበ" ብዝብል ገጸ ባህሪ እትፍለጥ ስነ ጥበባዊት ኣምለሰት ኣረጋዊ፡ ኣብቲ ድራማ ዘለዉ ገጸ ባህርያት ኣያ ዘብረኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ሓቃዊ ህይወት ወለዳ ከምዝኾነ እያ እተዘንቱ።