ኮሎምብያ፡ መዓልቲ ሰነፋት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኮሎምብያ፡ መዓልቲ ሰነፋት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣብ ኮሎምብያ 'ስንፍና ሞተር ለውጢ'ዩ' ኢሎም ዝኣምኑ ሰባት መዓልቲ ስንፍና ኣኽቢሮም ውዒሎም። ገሊኦም ኣብ ዓራቶም ተገዲሞም ተሃክዮም ኣኽቢሮሞ ከምዝወዓሉ ተፈሊጡ።