እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ካምፓላ ንተገልገልቲ ብቋንቁኦም ዝሕክም ዘሎ ማእኸል ሕክምና ዙም
ኣብ ርእሰ ከተማ ዩጋንዳ፡ ካምፓላ ብኤርትራውያን ሓካይምን ኣውፋሮን ዝተጣየሸ ማእኸል ሕክምና ዙም ንተገልገልቲ ብቋንቁኦም ሕክምናዊ ኣገልግሎት ይህብ።