ኣብ ካምፓላ ንተገልገልቲ ብቋንቁኦም ዝሕክም ዘሎ ማእኸል ሕክምና ዙም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ካምፓላ ንተገልገልቲ ብቋንቁኦም ዝሕክም ዘሎ ማእኸል ሕክምና ዙም

ኣብ ርእሰ ከተማ ዩጋንዳ፡ ካምፓላ ብኤርትራውያን ሓካይምን ኣውፋሮን ዝተጣየሸ ማእኸል ሕክምና ዙም ንተገልገልቲ ብቋንቁኦም ሕክምናዊ ኣገልግሎት ይህብ።