ስፖርት፡ ኣብ ኦሎምፒክ ሓጋይ ንኤርትራ ወኪሉ ዝወዳደር ዘሎ ሻነን ኣበድ

ኤርትራዊ ካናዳዊ ሻነን ኣበድ ናብቲ ንኤርትራ ወኪሉ ዝወዳደረሉ ዘሎ ጸወታ ምንሽርታት በረድ ንኽበቅዕ ብዙሕ ፈተናታት ከምዝሓለፈ ገሊጹ።