ስፖርት፡ ኣብ ኦሎምፒክ ሓጋይ ንኤርትራ ወኪሉ ዝወዳደር ዘሎ ሻነን ኣበድ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኦሎምፒክ ሓጋይ ንኤርትራ ወኪሉ ዝወዳደር ዘሎ ሻነን ኣበድ

ኤርትራዊ ካናዳዊ ሻነን ኣበድ ናብቲ ንኤርትራ ወኪሉ ዝወዳደረሉ ዘሎ ጸወታ ምንሽርታት በረድ ንኽበቅዕ ብዙሕ ፈተናታት ከምዝሓለፈ ገሊጹ።