ድሮን ተጠቒማ ዝጠፍኡ ኣኽላባት እትደሊ ኤሪካ ሃርት

ኤርካ ሃርት ኣቦኣ ዝዓደገላ ድሮን ተጠቒማ ዝተሰወሩ ኣኽላባት ደልያ ንሰብ ዋናታቶም ተረክቦም። ንሳ ዛጊድ ልዕሊ 200 ዝጠፍኡ ኣኽላባት ናብ ዋናታቶም ከምዘረከበት እያ እትገልጽ። ኤሪካ ካብ ንነዳዲ ዝኸውን ገንዘብ ወጻእ ካብቶም ኣኽላባቶም ዘራኸበቶም ሰባት ገንዘብ ኣይትቕበልን።